ጉዱሳት ተወለድትን ፈተውትን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ ሃገረሰላም ነበርቲ ከተማታት መቐለን ኣዲስ ኣበባን ብሓይልታት ፅንተት ንዝዓነወ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ዓይኖም ብ1.2 ሚልዮን ዝተዓደጉ ንዋት ትምህርቲ ከምዘበርከቱ ተገሊፁ፡፡
admin
April 2, 2024
ወለድ ልቃሕ ባንኪ ትመሓሩ ኢኹም ብዝብሉ ብማሕበራዊ ሚድያ ብዝንዝሑ ዘለው ወረታት ነጋዳይ ማሕበረሰብ ከይታለልን ዝኾነ ይኹን ገንዘብ ከይኸፍልን ፃዊዒት ቀሪቡ፡፡
admin
April 2, 2024
መብሪያታ ህፃናት ፋውንዴሽን ን25 ደቂ ስድራ ስውኣት ሙሉእ ናውቲ ትምህርቲን ቀለብን ብምሽፋን ናፃ ዕድል ትምህርቲ ይህብ ከምዘሎ ሓቢሩ፡፡
admin
April 2, 2024
ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ጌታቸው ምስ ኣባላት ኮሚቴ ጉዳያት ርክባት ወፃኢ ሴኔት ኣሜሪካ ኣብ ጉዳያት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ኣፈፃፅማ ዉዕሊ ፕሪቶርያን ካልኦት ዛዕባታትን ኣድሂቦም ዘትዮም።
admin
April 2, 2024
ቢዝነስ
ሃገረ ኣንጎላ ማሕበር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ዕዳጋ ነዳዲ ክንህር ንዘተኣታተዎ መስርሕ ምንካይ ፍርያት ነዳዲ ምጉዳል ብምኹናን ካብ ኣባልነት ‘ቲ ማሕበር ከምዝወፀት ኣፍሊጣ።
13 ኣባላትን 10 መሓዙትን ዝሓቖፈ ማሕበር ኣፈረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ነዳዲ ከይንኪ ንምግባር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት ኣብ…
ስፖርት
ሃገራዊት ጋንታ ናሚብያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ልዑል ግምት ንዝተውሃባ ሃገራዊት ጋንታ ቱንዝያ 1ን0 ብምርታዕ ተዓዊታ።
ሃገራዊት ጋንታ ናምቢያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክትሳተፍ…
ትማሊ ኣሃዱ ኢሉ ዝጀመረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ምድብ ሓደ ንዝተደልደላ ሃገራውያን ጋንታታት ናይጀርያን ኢኳቶርያል ጊኒን ኣራኺቡ ፤ ኣብ ዘካየድኦ ግጥም ድማ ማዕረ 1ን1 ተፈላልየን።
እዚ ፀወታ እዚ ብቡዙሓት ኣፍቀርቲ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ…
ጋንታ ብሽክሌታ ትራንስ ድሕሪ 4 ዓመታት ንፈለማ እዋን ካብ ክልላ ወፃእ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ሎሚ ኣብ ዘሰላሰለቶ ግጥም ቅድድም ተዓዊታ።
ፌደረሽን ብሽክሌታ ድሬዳዋ ምስ ‘ ሃሪፍ የስፓርት ኣገልግሎት’…
እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሃገረ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተሰላሰለ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ክለባት ዓለም ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ዋንጫ ዓቲራ።
ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሃገረ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተሰላሰለ…